https://milkta.com/ti/jobs/display/1569
ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ
መፀውዒ መደብ ክኢላ ምም/ር ፅሬትን ኢንስፔክሽን ዕደጋን
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 2, 2009
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 5, 2009
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ካብዙይ ቐፂሉ ንዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብኤሌትሪካል / መካኒካል መሃንዲስን ናይ መጀመሪያ ዲግሪÂ

ተደላይይ ክእለት

ብኤሌትሪካል / መካኒካል መሃንዲስን ናይ መጀመሪያ ዲግሪÂ

ልምዲ ስራሕ

3 ዓመት ስራሕ ልምድን ካብኡ ንላዕሊን ዘለዎ/ዋ ንፅንዓት ዲዛይን ዘገልግሉ ዝተፋለለዩ ሶፍትዌር ክእለት ዘለዋ/ዎ ጋንታ አተሓባቢረካ ናይ ምስራሕ ክእለት ዘለዋ/ዎ ብስነ ምግባር መርኣያ ዝኮነ ንለዉጢ ዝተቀረበ

መተሓሳሰቢ

እቲ ዝተጠቀሰ ስራሐ መደብ እተማልኡ ተወደደርቲ ስራሕ ልምዲ ትምህርቲ መረዳእታኩም ዝተጠቀዐሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኦርጅናል ምስ ዘይመለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቢሮ ቁፅሪ 11 እናደቐረብኩም ክትምዘገቡ ንዕድም

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle