| ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ጂኦግራፊ መምህር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ መጋቢት 3, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ መጋቢት 5, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | 1ይ ዲግሪ BED ዝተመረቐ |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ ስራሕ ልምዲ 1ይ ዓመት ልዕሊኡን እቶም ዝተጠቐሱ መዐቀኒታት ዝተማልኡ መረዳእታ ትምህርቲ ልመዲ ስራሕ ስቪ ፎቶ ኮፒ ዘይምለስ ምስ ዋንኡ ብምትሕሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 05/07/2006 ዓ/ም መለለይ ካርድኩም ብምሓዝ መፂእኹም ክትምዝገቡ ነተሓሰስብ። መመዝገቢ ቦታ መቐለ መርሲ ቤት ትምህርቲ ኣድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ |