ለዕለዋይ ክኢላ ምክልከልን ምቁፅፃርን ሐሰካ በለስ/ ኮቼኔል/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ልምዓት ሕርሻ ገፀርን ክልል ትግራይ ኣብዞም ክፍቲ ስራሕ መደብ ብኩንትራት ቁፃር ንስራሕ ደለይቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቀ/ት

crop or plant science , Economics , plant pathology , Agro Ecology & Sustainable Development , Agronomy , Crop or plant Development & protection , Horticulture Science

ተደላይይ ክእለት

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቀ/ት

ልምዲ ስራሕ

9ዓመት 1ይ ዲግሪÂ

7ተ ዓመት ን 2ይ ዲግሪልዕሊኡ

መተሓሳሰቢ
  • ምዝገባዝካየደሉዕለትካብ 20/ 4/ 2009 ዓምክሳብ 26/4/2009 ዓም
  • ምዝገባዝካየደሉቦታቢሮልምዓትሕርሻገፀርን ደ/ከ/ስ/አመ /ስራሕ ሓ/ሳብቢሮቁፅሪ 003
  • ተወዳደርቲኣብላዕሊዝተጠቀሱመረዳእታትኦርጂናልዘይምለስፎቶኮፒሒዝኩም/ክንክትቀርቡ/ባ ይግባእ
  • ፈተናዝወሃበሉዕለትድሕሪምፅራይብምልክታክግለፅእዩ
  • ዓይነትፈተና: ናይፅሑፍፈተና 100%
Share this Post:
ድሕሪት