https://milkta.com/ti/jobs/display/1550
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ለዕለዋይ ክኢላ ምክልከልን ምቁፅፃርን ሐሰካ በለስ/ ኮቼኔል/
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 20, 2009
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 26, 2009
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ልምዓት ሕርሻ ገፀርን ክልል ትግራይ ኣብዞም ክፍቲ ስራሕ መደብ ብኩንትራት ቁፃር ንስራሕ ደለይቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቀ/ት

crop or plant science , Economics , plant pathology , Agro Ecology & Sustainable Development , Agronomy , Crop or plant Development & protection , Horticulture Science

ተደላይይ ክእለት

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቀ/ት

ልምዲ ስራሕ

9ዓመት 1ይ ዲግሪÂ

7ተ ዓመት ን 2ይ ዲግሪልዕሊኡ

መተሓሳሰቢ
  • ምዝገባዝካየደሉዕለትካብ 20/ 4/ 2009 ዓምክሳብ 26/4/2009 ዓም
  • ምዝገባዝካየደሉቦታቢሮልምዓትሕርሻገፀርን ደ/ከ/ስ/አመ /ስራሕ ሓ/ሳብቢሮቁፅሪ 003
  • ተወዳደርቲኣብላዕሊዝተጠቀሱመረዳእታትኦርጂናልዘይምለስፎቶኮፒሒዝኩም/ክንክትቀርቡ/ባ ይግባእ
  • ፈተናዝወሃበሉዕለትድሕሪምፅራይብምልክታክግለፅእዩ
  • ዓይነትፈተና: ናይፅሑፍፈተና 100%
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle