ንብረት ዓቃቢት

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ::

ትምህርቲ ደረጃ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 102 ብሰርትፍኬት ዝተመቀት ወይ ብብርኪ IIÂ ዝተመረቀ ት 6ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምደዲ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 103 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4 ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ተደላይይ ክእለት

-ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ

-ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ

ልምዲ ስራሕ

ሰርትፍኬት 6 ዓመት

ዲፕሎማ 4 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት 13/04/2009ዓ/ም እስካብ 20/04/2009 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም አብ ቢሮ ሰማጉዳይ ደ/ከ/ሰ/አ ስራሕሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክትምዝገቡ ባ እንዳታሓሳሰብና ድሕሪ ታህሳስ 2000ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቐ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ (COC) መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ክቕርብ አለዎ::

Â

Share this Post:
ድሕሪት