| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ንብረት ዓቃቢት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ታሕሳስ 13, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ታሕሳስ 20, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ:: |
| ትምህርቲ ደረጃ | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ2 ብሰርትፍኬት ዝተመቀት ወይ ብብርኪ IIÂ ዝተመረቀ ት 6ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምደዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4 ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| ተደላይይ ክእለት | -ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ -ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ |
| ልምዲ ስራሕ | ሰርትፍኬት 6 ዓመት ዲፕሎማ 4 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝገባ ዕለት 13/04/2009ዓ/ም እስካብ 20/04/2009 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም አብ ቢሮ ሰማጉዳይ ደ/ከ/ሰ/አ ስራሕሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክትምዝገቡ ባ እንዳታሓሳሰብና ድሕሪ ታህሳስ 2000ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቐ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ (COC) መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ክቕርብ አለዎ:: Â |