ኪኢላ ምድላዉ ትልምን በጀትን

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ ብደገ ዝዉወር ወይ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

BA /MA አግሮ ቢዝነስ ዴቨሎፕመንት ማናጅመንት

 ሕርሻ

ስታትስቲክስ

ጂኦግራፊ

አግሮ ቢዝነስ መናጅመንት

ሶሊዮሎጂ

ረጅናል ፕላኒንግ

ደቨለፕመንት ኢኮኖሚክስ

አካዉንቲንግ

አካዉንቲንግ ፋይናንስ

ቢዝነስ ማናጅመንት

መናጅመንት

ኢኮኖሚክስ

RDS

LRM

ተደላይይ ክእለት

BA /MA አግሮ ቢዝነስ ዴቨሎፕመንት ማናጅመንት

 ሕርሻ

ስታትስቲክስ

ጂኦግራፊ

አግሮ ቢዝነስ መናጅመንት

ሶሊዮሎጂ

ረጅናል ፕላኒንግ

ደቨለፕመንት ኢኮኖሚክስ

አካዉንቲንግ

አካዉንቲንግ ፋይናንስ

ቢዝነስ ማናጅመንት

መናጅመንት

ኢኮኖሚክስ

RDS

LRM

ልምዲ ስራሕ

BA 6 years

MA 4 years

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 30/ 03/ 2009 ዓም ክሳብ 7/ 04 /2009 ዓም

ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኩን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3 -09 ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትምዝገቡ ትክእሉ

Share this Post:
ድሕሪት