| ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ምድላዉ ትልምን በጀትን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ታሕሳስ 3, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ታሕሳስ 7, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ ብደገ ዝዉወር ወይ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | BA /MA አግሮ ቢዝነስ ዴቨሎፕመንት ማናጅመንት Â ሕርሻ ስታትስቲክስ ጂኦግራፊ አግሮ ቢዝነስ መናጅመንት ሶሊዮሎጂ ረጅናል ፕላኒንግ ደቨለፕመንት ኢኮኖሚክስ አካዉንቲንግ አካዉንቲንግ ፋይናንስ ቢዝነስ ማናጅመንት መናጅመንት ኢኮኖሚክስ RDS LRM |
| ተደላይይ ክእለት | BA /MA አግሮ ቢዝነስ ዴቨሎፕመንት ማናጅመንት Â ሕርሻ ስታትስቲክስ ጂኦግራፊ አግሮ ቢዝነስ መናጅመንት ሶሊዮሎጂ ረጅናል ፕላኒንግ ደቨለፕመንት ኢኮኖሚክስ አካዉንቲንግ አካዉንቲንግ ፋይናንስ ቢዝነስ ማናጅመንት መናጅመንት ኢኮኖሚክስ RDS LRM |
| ልምዲ ስራሕ | BA 6 years MA 4 years |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 30/ 03/ 2009 ዓም ክሳብ 7/ 04 /2009 ዓም ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኩን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3 -09 ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትምዝገቡ ትክእሉ |