ናይ ፅዕነት ትራንስፖርት ስምሪት

ፌዴሬሽን ኩሉመዳያዊ ዕደጋ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማ
መብርሂ

ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓላ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ አወደደሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

BA

ተደላይይ ክእለት

ሳፕላይ ማናጅመንት : ማናጅመንት ማርኬቲንግ : ኢኮኖሚክስ

ልምዲ ስራሕ

ብዉሑዱ 4ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ኣብ ትራንስፖርት ዝሰርሕ ይምረፅ

መተሓሳሰቢ
  • መመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ ደረጃ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ምቅራብ
  • ካብ ዕለት 15/3/09 – 20/3/09 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ እናደሓበርና
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ
  • ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344410869 ወይ 0344410830 ምሕታት ይከኣል
Share this Post:
ድሕሪት