https://milkta.com/ti/jobs/display/1508
ፌዴሬሽን ኩሉመዳያዊ ዕደጋ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማ
መፀውዒ መደብ ናይ ፅዕነት ትራንስፖርት ስምሪት
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሕዳር 15, 2009
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 20, 2009
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓላ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ አወደደሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

BA

ተደላይይ ክእለት

ሳፕላይ ማናጅመንት : ማናጅመንት ማርኬቲንግ : ኢኮኖሚክስ

ልምዲ ስራሕ

ብዉሑዱ 4ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ኣብ ትራንስፖርት ዝሰርሕ ይምረፅ

መተሓሳሰቢ
  • መመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ ደረጃ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ምቅራብ
  • ካብ ዕለት 15/3/09 – 20/3/09 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ እናደሓበርና
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ
  • ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344410869 ወይ 0344410830 ምሕታት ይከኣል
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle