ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊስን

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ
መብርሂ

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሐተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩም ተወዳደርቲ ክተመልክቱ ንዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ብሴክሬታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት (SSOM or AOST) ዝተመረቀት

ልምዲ ስራሕ

ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ኣብ መንግስታዉን ዘይምንግስታዉን ትካላት ዝስርሐት

መተሓሳሰቢ
  • ዝይምለስ ሓደ ቅዳሕ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 21/2/2009 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 25/2/2009 ዓም ናይ ምዝገባ ዕለት ኮይኑ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድማ 26 2 2009 ዓም ሰዓት 2:00 ቅድሚ ቀትሪ ምካኑ ንሕብር
  • ኣድረሻ ኣብ ህንፃ ማሕበር ጉድኣት ኩነናት ትገራይ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኣበ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና 6ይ ደበሪ ፔሰኔልን ጠ ግልጋሎት ቢሮ ቁፅሪ 2 ቐሪብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፀሪ 0344 41 36 46 / 0914 76 53 89Â
Share this Post:
ድሕሪት