| ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊስን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሐተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩም ተወዳደርቲ ክተመልክቱ ንዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማ |
| ተደላይይ ክእለት | ብሴክሬታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት (SSOM or AOST) ዝተመረቀት |
| ልምዲ ስራሕ | ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ኣብ መንግስታዉን ዘይምንግስታዉን ትካላት ዝስርሐት |
| መተሓሳሰቢ |
|