ፀሓፊትን ዶክመንተሽነን

ትግራይ ኩሉሓቆፍ ናይ ዕደጋ ፈዴራሽን ሓ/ዝ/ው/ማ
መብርሂ

ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ነዚ ክፍቲ ሰራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ኮሌጅ ዲፕሎማ ብ ቢሮ ምምሕዳር ሴክሬታሪያል ሳይንስ ወይ ኣይቲ

ተደላይይ ክእለት

ኮሌጅ ዲፕሎማ ብ ቢሮ ምምሕዳር ሴክሬታሪያል ሳይንስ ወይ ኣይቲ

ልምዲ ስራሕ

እንተወሓደ 2 ዓመት ቀጥታዊ ርክብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

መመልከቲ ዘለዎም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ ደረጃን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቅርቡ

ምዝገባ ካብ 21/ 02 /2009 ዓም ክሳብ 26 /02 /2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት

አድራሻ ሰምሃል ክሊኒክ እንደርታ ዩኒየን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ

Share this Post:
ድሕሪት