| ትግራይ ኩሉሓቆፍ ናይ ዕደጋ ፈዴራሽን ሓ/ዝ/ው/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፀሓፊትን ዶክመንተሽነን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥቅምቲ 26, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ነዚ ክፍቲ ሰራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ኮሌጅ ዲፕሎማ ብ ቢሮ ምምሕዳር ሴክሬታሪያል ሳይንስ ወይ ኣይቲ |
| ተደላይይ ክእለት | ኮሌጅ ዲፕሎማ ብ ቢሮ ምምሕዳር ሴክሬታሪያል ሳይንስ ወይ ኣይቲ |
| ልምዲ ስራሕ | እንተወሓደ 2 ዓመት ቀጥታዊ ርክብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | መመልከቲ ዘለዎም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ ደረጃን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቅርቡ ምዝገባ ካብ 21/ 02 /2009 ዓም ክሳብ 26 /02 /2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት አድራሻ ሰምሃል ክሊኒክ እንደርታ ዩኒየን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ |