ፕሮጀክት ክትትልን ገምጋምን ኣይርሽ ፕሮጀክት

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ትግራይ ዝተጠቀሱ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

Development economics, economics, agricultural economics, rural development, natural resource, economics, agricultural extension, rural development, leader ship, environmental study MA ን ልዕሊኡን

ተደላይይ ክእለት

Strong computer skills /demands written evidence/

Excellent command of English language /oral/written / and report skills

ልምዲ ስራሕ

5ተ ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ዝካየደሉ ግዘ ካብ 30/ 01/ 2009 ዓም ክሳብ 07/ 02/ 2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት

ምዝገባ ዝካየደሉ ቢሮ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 003

ፈተና ንፅሑፍ 80 ንቃል 20

መረዳእታ ትምህርትን ልምዲ ስራሕን ኦርጂናልነ ፎቶኮፒን ምቅራብ የድሊ

Â

Share this Post:
ድሕሪት