ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ፕሮጀክት ክትትልን ገምጋምን ኣይርሽ ፕሮጀክት |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥቅምቲ 4, 2009 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥቅምቲ 7, 2009 |
ቦታ | project |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ትግራይ ዝተጠቀሱ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | Development economics, economics, agricultural economics, rural development, natural resource, economics, agricultural extension, rural development, leader ship, environmental study MA ን ልዕሊኡን |
ተደላይይ ክእለት | Strong computer skills /demands written evidence/ Excellent command of English language /oral/written / and report skills |
ልምዲ ስራሕ | 5ተ ዓመትን ልዕሊኡን |
መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ዝካየደሉ ግዘ ካብ 30/ 01/ 2009 ዓም ክሳብ 07/ 02/ 2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዝገባ ዝካየደሉ ቢሮ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 003 ፈተና ንፅሑፍ 80 ንቃል 20 መረዳእታ ትምህርትን ልምዲ ስራሕን ኦርጂናልነ ፎቶኮፒን ምቅራብ የድሊ Â |