ዕደጋ ኦፊሰር

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
መብርሂ

ኣብ ላዕ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ዕዳጋ ኦፊሰር ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ቢኤ ዲግሪን ልዕሊኡን ፐርቸዚንግ ,ማርኬቲንግ ,አካዉንቲንግ ,ኢኮኖሚክስ ,ፐብሊክ ፋይናንስ

ተደላይይ ክእለት

ቢኤ ዲግሪን ልዕሊኡን ፐርቸዚንግ ,ማርኬቲንግ ,አካዉንቲንግ ,ኢኮኖሚክስ ,ፐብሊክ ፋይናንስ

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ስራሕ ቦታ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል መቀለን ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቅ መቀለን

ነዚ ረቀሒ ተማልኡ ካብ ዕለት 2 /02/ 2009 ዓም ክሳብ 08 /02/ 2009 ዓም ኦርጅናል መረዳእታኩምን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 7 ንክትምዝገቡ

ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ዩ

Share this Post:
ድሕሪት