| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ዕደጋ ኦፊሰር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጥቅምቲ 2, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ኣብ ላዕ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ዕዳጋ ኦፊሰር ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቢኤ ዲግሪን ልዕሊኡን ፐርቸዚንግ ,ማርኬቲንግ ,አካዉንቲንግ ,ኢኮኖሚክስ ,ፐብሊክ ፋይናንስ |
| ተደላይይ ክእለት | ቢኤ ዲግሪን ልዕሊኡን ፐርቸዚንግ ,ማርኬቲንግ ,አካዉንቲንግ ,ኢኮኖሚክስ ,ፐብሊክ ፋይናንስ |
| ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ስራሕ ቦታ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል መቀለን ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቅ መቀለን ነዚ ረቀሒ ተማልኡ ካብ ዕለት 2 /02/ 2009 ዓም ክሳብ 08 /02/ 2009 ዓም ኦርጅናል መረዳእታኩምን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 7 ንክትምዝገቡ ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ዩ |