ርእሰ መምህር

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መብርሂ

መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ (ሙሉእ 1ይ ን 2ይ ደረጃ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ብቀሚነት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ(BA) /ካልኣይ ዲግሪ (MA) /ሳልሳይ ዲግሪ(phD)Â ብምምሕዳር ትምህርቲ ዝተመረቀ

ተደላይይ ክእለት

ዲግሪ(BA) /ካልኣይ ዲግሪ (MA) /ሳልሳይ ዲግሪ(phD)Â ብምምሕዳር ትምህርቲ ዝተመረቀ

ልምዲ ስራሕ

ዲግሪ(BA)Â 12 year

ካልኣይ ዲግሪ (MA) 6 year

ሳልሳይ ዲግሪ(phD) 2 year

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰሱ ረቃሕታት ዝተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም :ሲቪ: መረዳእት ልምዲ ስራሕኩም :መለለዩ ካርድኩም ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቢሮ ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ እናቀረብኩም ክትምዝገቡ ነፍልጥ

አድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ (ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ)

251 344 411301 /418565 /419818

Share this Post:
ድሕሪት