ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ርእሰ መምህር |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ መስከረም 23, 2009 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጥቅምቲ 2, 2009 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ (ሙሉእ 1ይ ን 2ይ ደረጃ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ብቀሚነት ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ(BA) /ካልኣይ ዲግሪ (MA) /ሳልሳይ ዲግሪ(phD)Â ብምምሕዳር ትምህርቲ ዝተመረቀ |
ተደላይይ ክእለት | ዲግሪ(BA) /ካልኣይ ዲግሪ (MA) /ሳልሳይ ዲግሪ(phD)Â ብምምሕዳር ትምህርቲ ዝተመረቀ |
ልምዲ ስራሕ | ዲግሪ(BA)Â 12 year ካልኣይ ዲግሪ (MA) 6 year ሳልሳይ ዲግሪ(phD) 2 year |
መተሓሳሰቢ | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰሱ ረቃሕታት ዝተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም :ሲቪ: መረዳእት ልምዲ ስራሕኩም :መለለዩ ካርድኩም ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቢሮ ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ እናቀረብኩም ክትምዝገቡ ነፍልጥ አድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ (ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ) 251 344 411301 /418565 /419818 |