ሒሳብ ሰራሕተኛ

ምቅናይ ሓ /ዝ/ሽማቶ ማሕበር
መብርሂ

ምቅናይ ሓ /ዝ/ሽማቶ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ መደብ ቀወምቲ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ/ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ፅቡቅ ናይ ሒሳብ ክእለት ዘለዎ

ናይ ምትሕብባር ክእለት ዘለዎ

 ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ

ፅቡቅ ሰነ ምግባር

ልምዲ ስራሕ

እንተነኣሰ ንድግሪ 2 ዓመት ሒሳብ ስራሕ ዝሰረሐ

ንዲፕሎማ 4ተ ዓመትን ልዕሊኡን ብኦዲትሒሳብ ዝሰረሐ

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ካብ ዕለት 23 /12/ 2008 ዓም ክሳብ 28 /12/ 2008 ዓም

ዘለኩም መረዳእት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ይግባእ

ትሕጃ ዋሕስ ከቅርብ ዝክእል

Share this Post:
ድሕሪት