| ምቅናይ ሓ /ዝ/ሽማቶ ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ነሓሰ 28, 2008 |
| ቦታ | ኩሓ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ምቅናይ ሓ /ዝ/ሽማቶ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ መደብ ቀወምቲ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ/ዲፕሎማ |
| ተደላይይ ክእለት | ፅቡቅ ናይ ሒሳብ ክእለት ዘለዎ ናይ ምትሕብባር ክእለት ዘለዎ Â ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ፅቡቅ ሰነ ምግባር |
| ልምዲ ስራሕ | እንተነኣሰ ንድግሪ 2 ዓመት ሒሳብ ስራሕ ዝሰረሐ ንዲፕሎማ 4ተ ዓመትን ልዕሊኡን ብኦዲትሒሳብ ዝሰረሐ |
| መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ካብ ዕለት 23 /12/ 2008 ዓም ክሳብ 28 /12/ 2008 ዓም ዘለኩም መረዳእት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ይግባእ ትሕጃ ዋሕስ ከቅርብ ዝክእል |