ጀነራል ሰርቪስ ክፍሊ ሓላፊ
ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለመብርሂ
ትካልና ኤ.ቴ.መ ስኳር ኣገዳ ማይክሮፓጌሽን ፕሮጀክት ካብዚ ሲዓቡ ቀሪኑ ንዘሎ ክፈቲ ስራሕ መደብ ኣመልከትቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ።
ተደላይ ትምህርቲ
| ቀዳማይ ዲግሪ ብማናጅመንት ወይ ተመሳሳሊ ፊልድ ኣብ ትራንስፖርት ኦፊስ ኣደሚንስትርሽን ዝሰርሐ ይምረፅ
|
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
ኣመልከቲ ዘይምለስ ቅዳሕ ትምህርቲ ደረጃ፤ ሰራሕ ልምዲን ካልኦት መረዳእታን ሒዝኩም ብምምፃእ ካብ ዕለት 03/03/2006 ዓ/ም --- ክሳብ 13/03/2006 ዓ/ም ምምዝጋብ ከምተክእሉ ነፍሊጥ።
መመዝገቢ ቦታ-- ፕሮጀክት ኦፊስ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሕን።
Share this Post:


