| ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ | |||
|---|---|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ጀነራል ሰርቪስ ክፍሊ ሓላፊ | ||
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሕዳር 6, 2006 | ||
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሕዳር 13, 2006 | ||
| ቦታ | መቐለ | ||
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |||
| መሃያ | |||
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ | ||
| ብስራሕ መደብ | |||
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ | ||
| ፆታ | ኣይፈልን | ||
| ብዝሒ | |||
| መብርሂ | ትካልና ኤ.ቴ.መ ስኳር ኣገዳ ማይክሮፓጌሽን ፕሮጀክት ካብዚ ሲዓቡ ቀሪኑ ንዘሎ ክፈቲ ስራሕ መደብ ኣመልከትቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ። ተደላይ ትምህርቲ
| ||
| ትምህርቲ ደረጃ | |||
| ተደላይይ ክእለት | |||
| ልምዲ ስራሕ | |||
| መተሓሳሰቢ | ኣመልከቲ ዘይምለስ ቅዳሕ ትምህርቲ ደረጃ፤ ሰራሕ ልምዲን ካልኦት መረዳእታን ሒዝኩም ብምምፃእ ካብ ዕለት 03/03/2006 ዓ/ም --- ክሳብ 13/03/2006 ዓ/ም ምምዝጋብ ከምተክእሉ ነፍሊጥ። መመዝገቢ ቦታ-- ፕሮጀክት ኦፊስ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሕን። |