ገንዘብ ተሓዚት

ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ
መብርሂ

ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ (ከነማ ፋርማሲ) ነዚ ዝስዕብ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ኣካዉንቲንግ ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ኣካዉንቲንግ ዲፕሎማ

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመት

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ተመዝገብቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናሉ ሒዝኩም ምምፃእ ይግባእ

ናይ ምዝገባ እዋን 16 /12 /2008 ዓም ክሳብ 19/ 12 /2008 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት

ናይ ምዝገባ ቦታ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቀለ(ከነማ ፋርማሲ)

ፈተሃ ዝወሃበሉ ዕለት 20 /12 /2008 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ

ንፋርማሲ ሞያ ተመዝገብቲ ኩለኩም ሞያ መዝገብ ፍቃድ ዘለዎ

ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ መቀለ ጥቃ ዳማርያም ቤተ ክርስትያን ዝርከበ ሓባራዊ ህንፃ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 400111

Share this Post:
ድሕሪት