| ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ገንዘብ ተሓዚት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ነሓሰ 17, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ነሓሰ 20, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ (ከነማ ፋርማሲ) ነዚ ዝስዕብ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ኣካዉንቲንግ ዲፕሎማ |
| ተደላይይ ክእለት | ኣካዉንቲንግ ዲፕሎማ |
| ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ ተመዝገብቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናሉ ሒዝኩም ምምፃእ ይግባእ ናይ ምዝገባ እዋን 16 /12 /2008 ዓም ክሳብ 19/ 12 /2008 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቀለ(ከነማ ፋርማሲ) ፈተሃ ዝወሃበሉ ዕለት 20 /12 /2008 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ንፋርማሲ ሞያ ተመዝገብቲ ኩለኩም ሞያ መዝገብ ፍቃድ ዘለዎ ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ መቀለ ጥቃ ዳማርያም ቤተ ክርስትያን ዝርከበ ሓባራዊ ህንፃ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 400111 |