ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን

ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ
መብርሂ

ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ጉድኣት ኣካል መቐለ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዉፅኢት መሰረት ዝገበረ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋን/ምም/ርን ንዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደባት ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን ብናይ ደገን ዝዉዉር ቆፃር አወዳዲሩ ብዋምንነት ክቆፅር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ በዚ ምልክታ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማÂ

ተደላይይ ክእለት
  • ሰክሪተሪያል ሳይንስ ወይ ኢንፎርሜሽን ቴክኖለጂÂ መቐለ
  • ኮምፒተር ሳይንስ ዝተመረቐት ኮይኑ አብ ፖሊስን ስትራቴጅን ቴሞትስ ፍልጠት ዘለዋ/ዎ
  • እቲ ሞያ ዝጠልቦ ስነ ምግባር ዘለዋ/ዎ
  • COC ዝሐለፈት/ፈÂ
ልምዲ ስራሕ

2 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ካብዚ ንላዕሊ ዝተገለፀ መዐዓቀኒ እተማልኡ አመልክቲ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ኦርጅናል ዝተገናዘበ ኮፒን ካብ ሓምለ 26/11/2008 ዓም ክሳብ ሓምለ 07/12/2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 4 ደ/ከ/ስ/ኣ/ስራሕሓይሊ ሰብ ክትምዝገቡ ንዕድም

መዘካከሪ ናይ ፈተና ዕለት ንቅድሚት ብምልክታን ስልክን ይግልፅ

ስልኪ ቁፅሪ 0344408279 /0914493 /0914838493 /0914015905 /0914131004 ምሕታት ይከኣል

Share this Post:
ድሕሪት