ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሓምለ 27, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ነሓሰ 7, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ጉድኣት ኣካል መቐለ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዉፅኢት መሰረት ዝገበረ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋን/ምም/ርን ንዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደባት ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን ብናይ ደገን ዝዉዉር ቆፃር አወዳዲሩ ብዋምንነት ክቆፅር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ በዚ ምልክታ ይዕድም |
ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማÂ |
ተደላይይ ክእለት |
|
ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመት |
መተሓሳሰቢ | ካብዚ ንላዕሊ ዝተገለፀ መዐዓቀኒ እተማልኡ አመልክቲ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ኦርጅናል ዝተገናዘበ ኮፒን ካብ ሓምለ 26/11/2008 ዓም ክሳብ ሓምለ 07/12/2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 4 ደ/ከ/ስ/ኣ/ስራሕሓይሊ ሰብ ክትምዝገቡ ንዕድም መዘካከሪ ናይ ፈተና ዕለት ንቅድሚት ብምልክታን ስልክን ይግልፅ ስልኪ ቁፅሪ 0344408279 /0914493 /0914838493 /0914015905 /0914131004 ምሕታት ይከኣል |