ሕጊ አማካሪ ኦፊሰር ደረጃ 3

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
መብርሂ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብሕጊ 4 ዓመትÂ ዝተመረቀ ብተወሳኪ 6 ወርሒን ካብኡ ንላዕሊን ብሕጊ ወይ ብዓቃቢ ሕጊ ስልጠና ዝወሰደ

2ይ ዲግሪ

1ይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ብሕጊ 4 ዓመትÂ ዝተመረቀ ብተወሳኪ 6 ወርሒን ካብኡ ንላዕሊን ብሕጊ ወይ ብዓቃቢ ሕጊ ስልጠና ዝወሰደ

2ይ ዲግሪ

1ይ ዲግሪ

ልምዲ ስራሕ

2ይ ዲግሪ 6 ዓመት አግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

1ይ ዲግሪ 8 ዓመት አግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 20 /11 /2008 ዓም ክሳብÂ 27/11 /2008 ዓም

ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት

አመልከቲ መረዳእታ ትምህርትኩም ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ትቀርቡ

ናይ ምዝገባ ቦታ ፔርሶኔል ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 10

Share this Post:
ድሕሪት