| ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሕጊ አማካሪ ኦፊሰር ደረጃ 3 |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሓምለ 21, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሓምለ 27, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብሕጊ 4 ዓመትÂ ዝተመረቀ ብተወሳኪ 6 ወርሒን ካብኡ ንላዕሊን ብሕጊ ወይ ብዓቃቢ ሕጊ ስልጠና ዝወሰደ 2ይ ዲግሪ 1ይ ዲግሪ |
| ተደላይይ ክእለት | ብሕጊ 4 ዓመትÂ ዝተመረቀ ብተወሳኪ 6 ወርሒን ካብኡ ንላዕሊን ብሕጊ ወይ ብዓቃቢ ሕጊ ስልጠና ዝወሰደ 2ይ ዲግሪ 1ይ ዲግሪ |
| ልምዲ ስራሕ | 2ይ ዲግሪ 6 ዓመት አግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 1ይ ዲግሪ 8 ዓመት አግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 20 /11 /2008 ዓም ክሳብÂ 27/11 /2008 ዓም ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት አመልከቲ መረዳእታ ትምህርትኩም ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ትቀርቡ ናይ ምዝገባ ቦታ ፔርሶኔል ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 10 |