IT instructor

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ
መብርሂ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፁ ስራሕ መደብ በቀዋሚ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ IT ዝተመረቀ

ተደላይይ ክእለት

0 ዓመት ናይ ስራሕ ልምድን ልዕሊኡን COC ተፈቲኑ ዝሓለፈ /ት ናይ ጥዕና ሞይ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • GPA ወይ ኣጠቃላሊ ዉፅኢት ትምህርቲ 2. 5 ን ልዕሊኡን
  • ዋና ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ CV ን COC ድማ Level 1,Level 2, level 3, level 4 level by level መረጋገፂ ብቅዓት ብሰርትፍኬትን ተፈቲንኩም ሓለፍሉምሉ መረዳእታ ሒዘኩም ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27 /10 /08 ዓም ክሳብ ዕለት 1 /11 /2008 ዓም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ክምትክእሉ እናሓበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ንተሓሳስብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 441 87 83

አድራሻ አብ ቅድሚ ሄራን ሆቴል ጥጋ ዳባ ጋብር ቤተክርስትያን

ኮሌጅ ሳይንስ ፕዕና ዶር ተወልደ ለገሰ

Share this Post:
ድሕሪት