| ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | IT instructor |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሰነ 28, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሓምለ 1, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፁ ስራሕ መደብ በቀዋሚ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ IT ዝተመረቀ |
| ተደላይይ ክእለት | 0 ዓመት ናይ ስራሕ ልምድን ልዕሊኡን COC ተፈቲኑ ዝሓለፈ /ት ናይ ጥዕና ሞይ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ |
| ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 441 87 83 አድራሻ አብ ቅድሚ ሄራን ሆቴል ጥጋ ዳባ ጋብር ቤተክርስትያን ኮሌጅ ሳይንስ ፕዕና ዶር ተወልደ ለገሰ |