ምምሕዳር ሓይሊ ሰብን ጠቅላላ ግልጋሎትን ክፍሊ ሓላፊ

ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
መብርሂ

ፍረ ስዉአት ስራሕቲ ንግዲ ሓ /ዝ/ዉ /ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩምን ተወዳደርቲ ረቋሓታት እተማልኡን ተወዳደርቲ ክተመልኡ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ሕጋዉነት ካብዘለዎም ዩኒቨርሰቲ Â ብዲግሪ ወይ ብዲፕሎማ ወይ ካልኦት ተመሳሰልቲ ዝተመረቐ/ት

ተደላይይ ክእለት

ማናጅመንት

ልምዲ ስራሕ

4ተ ዓመት ንድግሪ 8ተ ዓመት ንዲፕሎማ ኣብ ፋብሪካ ወይ ብተመሳሰሊ ቦታ ዝሰርሐ/ት

መተሓሳሰቢ
  • ምዝገባ ዕለት ካብ 13/10/2008 ዓም ክሳብ 17/10/2008 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት 20/10/2008 ዓ/ም
  • ልዕል ኢሎም ዝተጠቀሱ ረቆሒታት እተማልኡ ኣመልከቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ኣብ ከተማ መቐለ ከባቢ ዓድ ሓቂ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፈይናንስ ዝርከብ ህንፃ ምሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ(TDVA) 6ይ ደብሪ ኣብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቁፅሪ 12 ቀሪብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅርታት 0344415254 / 0344415247 ይደዉሉ

Â

Share this Post:
ድሕሪት