| ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ምምሕዳር ሓይሊ ሰብን ጠቅላላ ግልጋሎትን ክፍሊ ሓላፊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሰነ 14, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሰነ 17, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ፍረ ስዉአት ስራሕቲ ንግዲ ሓ /ዝ/ዉ /ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩምን ተወዳደርቲ ረቋሓታት እተማልኡን ተወዳደርቲ ክተመልኡ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | ሕጋዉነት ካብዘለዎም ዩኒቨርሰቲ Â ብዲግሪ ወይ ብዲፕሎማ ወይ ካልኦት ተመሳሰልቲ ዝተመረቐ/ት |
| ተደላይይ ክእለት | ማናጅመንት |
| ልምዲ ስራሕ | 4ተ ዓመት ንድግሪ 8ተ ዓመት ንዲፕሎማ ኣብ ፋብሪካ ወይ ብተመሳሰሊ ቦታ ዝሰርሐ/ት |
| መተሓሳሰቢ |
 |