ሒሳብ ሰራሕተኛ

ዳዕሮ ዕቋርን ልቃሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር
መብርሂ

ዳዕሮ ዕቋርን ልቃሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ሰራሕ ቦታ ናይ ደገ በዓል ሞያ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዚ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርተቲ ክትምዝገቡ ንዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ብአካዉንቲንግ ዝተመረቀ/ ት

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

Peachtree አካዉንቲንግ ዝተመረቀን ኣብ ማሕበራት ዝሰረሐን ይምረፅ

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

አመልከተቲ አብ ሰራሕ ሰዓት ከካብ 2:00 -6:00 ደሕሪ ሰዓት ካብ 8:00 ክሳብ 11:00 ናብ ዳዕሮ ዕቀር ልቃሕን ሕብረት ስራሕ መማሕበር እነናቀረበቡ ክምዝገቡ ይክእሉ

ምዝገበባ ካብ 13/ 10 /2008 ዓም ክሳብ 17/ 10/ 2008 ዓም

ምዝገባ ቦታ ቀዳማይ ወያነ ዕዳጋ ማእከል ብሎክ ለ ቁፅሪ ገዛ 108

ስቁ 0914404805

Share this Post:
ድሕሪት