| ዳዕሮ ዕቋርን ልቃሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሰነ 14, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሰነ 17, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ዳዕሮ ዕቋርን ልቃሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ሰራሕ ቦታ ናይ ደገ በዓል ሞያ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዚ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርተቲ ክትምዝገቡ ንዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብአካዉንቲንግ ዝተመረቀ/ ት ዲፕሎማ |
| ተደላይይ ክእለት | Peachtree አካዉንቲንግ ዝተመረቀን ኣብ ማሕበራት ዝሰረሐን ይምረፅ |
| ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመትን ልዕሊኡን |
| መተሓሳሰቢ | አመልከተቲ አብ ሰራሕ ሰዓት ከካብ 2:00 -6:00 ደሕሪ ሰዓት ካብ 8:00 ክሳብ 11:00 ናብ ዳዕሮ ዕቀር ልቃሕን ሕብረት ስራሕ መማሕበር እነናቀረበቡ ክምዝገቡ ይክእሉ ምዝገበባ ካብ 13/ 10 /2008 ዓም ክሳብ 17/ 10/ 2008 ዓም ምዝገባ ቦታ ቀዳማይ ወያነ ዕዳጋ ማእከል ብሎክ ለ ቁፅሪ ገዛ 108 ስቁ 0914404805 |