ዉሽጢ ኦዲተር

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ካብ ቤት ቴክኒክን ሞያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት

ብብርኪ III ዝተመረቀ/ ትÂ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት 9 ዓመት ስራሕ ልምዲ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ብብርኪ IV ዝተመረቀ/ ት 7Â ዓመት ስራሕ ልምዲ

ተደላይይ ክእለት

ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ ዋ

ንለዉጢ ቅሩብ ዝኮነ /ት

ኦዲት ሞያ አግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዘለዎ /ዋ

ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ /ዋ

ልምዲ ስራሕ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ካብ ቤት ቴክኒክን ሞያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት

ብብርኪ III ዝተመረቀ/ ትÂ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት 9 ዓመት ስራሕ ልምዲ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ብብርኪ IV ዝተመረቀ/ ት 7Â ዓመት ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 10 /10 /2008 ዓም ክሳብ 20 /10 /2008 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 261

ካብ ታሕሳስ 2000 ዓም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደአ ናይ ሞያ ብቅዓት ሲኦሲ መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጀናልን ፎቶኮፐንÂ ከቅርብ ዝክእል

Share this Post:
ድሕሪት