ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ዉሽጢ ኦዲተር |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሰነ 20, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ካብ ቤት ቴክኒክን ሞያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት ብብርኪ III ዝተመረቀ/ ትÂ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት 9 ዓመት ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ብብርኪ IV ዝተመረቀ/ ት 7Â ዓመት ስራሕ ልምዲ |
ተደላይይ ክእለት | ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ ዋ ንለዉጢ ቅሩብ ዝኮነ /ት ኦዲት ሞያ አግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዘለዎ /ዋ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ /ዋ |
ልምዲ ስራሕ | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ካብ ቤት ቴክኒክን ሞያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት ብብርኪ III ዝተመረቀ/ ትÂ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት 9 ዓመት ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ብብርኪ IV ዝተመረቀ/ ት 7Â ዓመት ስራሕ ልምዲ |
መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 10 /10 /2008 ዓም ክሳብ 20 /10 /2008 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 261 ካብ ታሕሳስ 2000 ዓም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደአ ናይ ሞያ ብቅዓት ሲኦሲ መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጀናልን ፎቶኮፐንÂ ከቅርብ ዝክእል |