ቀረብን ክትትልን ደገፍን ኪኢላ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ
መብርሂ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ስዒቡ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ Â አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ማናጅመንት አከዉንቲንግ ኢኮኖሚክስ ን ካልእ ተዛማድን

ተደላይይ ክእለት

ማናጅመንት አከዉንቲንግ ኢኮኖሚክስ ን ካልእ ተዛማድን

ልምዲ ስራሕ

MA 0 years

BA 2 years

መተሓሳሰቢ

ናይ መመዝገቢ ዕለት ካብ 08/ 10 /2008 ዓም ክሳብ 13/ 10 /2008 ዓም ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 03 መራሒ ጉጅለ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኮይኑ

Share this Post:
ድሕሪት