| ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ቀረብን ክትትልን ደገፍን ኪኢላ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሰነ 9, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሰነ 13, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ስዒቡ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ Â አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ማናጅመንት አከዉንቲንግ ኢኮኖሚክስ ን ካልእ ተዛማድን |
| ተደላይይ ክእለት | ማናጅመንት አከዉንቲንግ ኢኮኖሚክስ ን ካልእ ተዛማድን |
| ልምዲ ስራሕ | MA 0 years BA 2 years |
| መተሓሳሰቢ | ናይ መመዝገቢ ዕለት ካብ 08/ 10 /2008 ዓም ክሳብ 13/ 10 /2008 ዓም ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 03 መራሒ ጉጅለ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኮይኑ |