ኪኢላ ምትእክኻብ መፃሕፍትን መዛግብት/መተሐባበሪ

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ
መብርሂ

ማእከል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ንቐወምቲ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ተወዳደረቲ አወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

MA/BA

ተደላይይ ክእለት

ብሞያ ላይብረሪ Â ሳይንስ/ Â ብኢንፎርመሽን ሳይንስ/ ብኢንፎርመሽን ማናጅመንት ሲሰተም

ንኩሎም መትከላት ስነ ምግባር ተገዛኢ ዝኾነ/ት

ብጉጅለ ስራሕ ዝኣምን

ናይ መተሓባበሪ ኮይኑ ዝሰረሕ/ት

ልምዲ ስራሕ

ካልኣይ ዲግሪ 2 ዓመት ቀጥት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

ንቐዳማይ ዲግሪ 4 ዓመት ቀጥት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

መተሓሳሰቢ
  • መረዳእታ ትምህርትን ልምዲ ስራሕ ምስ ዋንኡ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 01/09/2008 ዓ/ም ክሳብ 08/09/2008 ዓ/ም (ቐዳማ ፍርቂ መዓልቲ ምዝገበ አሎ)
  • ፈተና ዝዋሃበሉ እዋን ንቅድሚት ዝግለፅ ኮይኑ ፈተና 100% ይታሓዝ
  • ፈተና ትሐቲ 50% ዘምፀእ ተወዳደሪ ኣይሓልፍን
  • COC ዝምልከተኩም መረጋገፂ ብቅዓት ከቅርቡ ዝክእሉ
  • ስራሕ ቦታ ንኩሎም ስራሕ መቐለ ሓወልቲ ሰማእታት
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342400058 ይደዉሉ
Share this Post:
ድሕሪት