| ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ምትእክኻብ መፃሕፍትን መዛግብት/መተሐባበሪ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጉንበት 2, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጉንበት 8, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማእከል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ንቐወምቲ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ተወዳደረቲ አወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | MA/BA |
| ተደላይይ ክእለት | ብሞያ ላይብረሪ Â ሳይንስ/ Â ብኢንፎርመሽን ሳይንስ/ ብኢንፎርመሽን ማናጅመንት ሲሰተም ንኩሎም መትከላት ስነ ምግባር ተገዛኢ ዝኾነ/ት ብጉጅለ ስራሕ ዝኣምን ናይ መተሓባበሪ ኮይኑ ዝሰረሕ/ት |
| ልምዲ ስራሕ | ካልኣይ ዲግሪ 2 ዓመት ቀጥት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ንቐዳማይ ዲግሪ 4 ዓመት ቀጥት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ |
| መተሓሳሰቢ |
|