| ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ገንዝብ ታሓዚ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሚያዝያ 17, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወደዲሩ ክቆፅር ወይ ብዝዉዉር ክምድብ ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ |
|
| ተደላይይ ክእለት | ብአካዉንቲንግ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን : ባንክን ኢንሹራንስን: ኮኦፕሬቲቭ አካዉንቲንግ :ብማናጅመንት : ፓብሊክ ፋይናንስ :ፋይናንሻል ማናጅመንት : ብኢኮኖሚክስÂ |
| ልምዲ ስራሕ | 10/12 ክፍሊ ዝወደአ በቲ ሞያ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ ብአካዉንቲንግ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን : ባንክን ኢንሹራንስን: ኮኦፕሬቲቭ አካዉንቲንግ :ብማናጅመንት : ፓብሊክ ፋይናንስ :ፋይናንሻል ማናጅመንት : ብኢኮኖሚክስ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+1 ሰርተፊኬት በቲ ሞያ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ሰርተፊኬት በቲ ሞያ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ COC የድሊ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+3 ብዲፕሎማ በቲ ሞያ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ COC የድሊ ካብ ቴክኒክን ሞያን IV ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ 4Â ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ዝተመረቀት በቲ ሞያ 2Â ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ |
| መተሓሳሰቢ |
|