ናይ ነዳዲ መዐደሊ ሓለፊ

ሰላም ናይ ህዝቢ መጓዓዝያ ኣ/ማ
መብርሂ

ሰላም ናይ ህዝቢ መጓዓዝያ ኣ/ማ ዝስዕብ ረቑሒ እተማልኡ ኣመለከቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

10+3 ደፕሎማ ወይድማÂ ብቴክኒክን ሙያ 10+2 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት

ተደላይይ ክእለት

ብማናጅመንት : ብኣከዉንቲንግ : ብማርኬቲንግ

ልምዲ ስራሕ

2/4 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ስለዚ እቲ ልዕል ኢሉ ዝተጠቀሰ ረቖሒ እተማልኡ አመልከቲ ካብ 11/08/2008 ዓም እስካብ 15/08/2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ንተካታተለቲ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም አብ ሰላም ባስ ጨ/መቐለ ኣጅፕ ነበር ነዳዲ መዐደሊ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብኣካል እንዳመፃእኩም ትምዘገቡ እትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

Share this Post:
ድሕሪት