| ሰላም ናይ ህዝቢ መጓዓዝያ ኣ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ናይ ነዳዲ መዐደሊ ሓለፊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ሰላም ናይ ህዝቢ መጓዓዝያ ኣ/ማ ዝስዕብ ረቑሒ እተማልኡ ኣመለከቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 10+3 ደፕሎማ ወይድማÂ ብቴክኒክን ሙያ 10+2 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት |
| ተደላይይ ክእለት | ብማናጅመንት : ብኣከዉንቲንግ : ብማርኬቲንግ |
| ልምዲ ስራሕ | 2/4 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ስለዚ እቲ ልዕል ኢሉ ዝተጠቀሰ ረቖሒ እተማልኡ አመልከቲ ካብ 11/08/2008 ዓም እስካብ 15/08/2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ንተካታተለቲ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም አብ ሰላም ባስ ጨ/መቐለ ኣጅፕ ነበር ነዳዲ መዐደሊ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብኣካል እንዳመፃእኩም ትምዘገቡ እትክእሉ ምካንኩም ንሕብር |