ፋይናንስ ሪፖርት

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
መብርሂ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣ/ከ/ስ/ምም/ር መንግስታዊ ፋይናንስ ንዘለዎ ክፍት ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ዝዉዉርን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊÂ

ትምህርቲ ደረጃ
  • ቀዳማይ ዲግሪÂ
  • ማስተር
ተደላይይ ክእለት

ብኣካዉንቲንግ

ፋይናንሻል ብማናጅመንት

ቢዝነስ ማነጅመንት

ማናጅመንት

ብፐብሊክ ፋይናንስ

ልምዲ ስራሕ

ንድግሪ 6ተ ዓመት

ንማስተር 4ተ ዓመት

Â

መተሓሳሰቢ
  • አግባብ ዘለዎ ማለት ምስቲ ስራሕ መድብ ብቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 06/08/2008 ዓም ክሳብ 12/08/2008 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት
  • COC ዝምልክተኩም ክተቅርቡ ይግባእ
  • ፈተና ዝወሃበላ ዕለት ብምልክታ ክግልፅ እዩ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናስን ቢሮ ቑፅሪ 1-12
Share this Post:
ድሕሪት