https://milkta.com/ti/jobs/display/1091
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
መፀውዒ መደብ ፋይናንስ ሪፖርት
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 7, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣ/ከ/ስ/ምም/ር መንግስታዊ ፋይናንስ ንዘለዎ ክፍት ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ዝዉዉርን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊÂ

ትምህርቲ ደረጃ
  • ቀዳማይ ዲግሪÂ
  • ማስተር
ተደላይይ ክእለት

ብኣካዉንቲንግ

ፋይናንሻል ብማናጅመንት

ቢዝነስ ማነጅመንት

ማናጅመንት

ብፐብሊክ ፋይናንስ

ልምዲ ስራሕ

ንድግሪ 6ተ ዓመት

ንማስተር 4ተ ዓመት

Â

መተሓሳሰቢ
  • አግባብ ዘለዎ ማለት ምስቲ ስራሕ መድብ ብቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 06/08/2008 ዓም ክሳብ 12/08/2008 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት
  • COC ዝምልክተኩም ክተቅርቡ ይግባእ
  • ፈተና ዝወሃበላ ዕለት ብምልክታ ክግልፅ እዩ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናስን ቢሮ ቑፅሪ 1-12
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle