ሰራሕትኛ ሪከርድን ማህድርን

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
መብርሂ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊÂ Â

ትምህርቲ ደረጃ
  • ብሙያን ቴክኒክን ማእከላይ ደረጃ ዲፕሎማ ወይ ድማ ደረጃ II Â
  • ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ IIIÂ Â
ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ ብፅሕፈት ስራሕን ቢሮ ምምሕዳርን

ልምዲ ስራሕ

ብሙያን ቴክኒክን ማእከላይ ደረጃ ዲፕሎማ ወይ ድማ ደረጃ II --------- Â 2 ዓመት

ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ III ---------- Â 0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ነዚ ዘማለእ አመልካቲ ናይ ትምህርቲ መያን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ እዚ ምልክታዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኩሉሻብ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 106 ቐሪብኩም ክትምዝገቡ ትኽእሉ ማኻንኩም

Share this Post:
ድሕሪት