| ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሰራሕትኛ ሪከርድን ማህድርን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 4, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሚያዝያ 8, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊÂ Â |
| ትምህርቲ ደረጃ |
|
| ተደላይይ ክእለት | ዲፕሎማ ብፅሕፈት ስራሕን ቢሮ ምምሕዳርን |
| ልምዲ ስራሕ | ብሙያን ቴክኒክን ማእከላይ ደረጃ ዲፕሎማ ወይ ድማ ደረጃ II --------- Â 2 ዓመት ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ III ---------- Â 0 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ነዚ ዘማለእ አመልካቲ ናይ ትምህርቲ መያን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ እዚ ምልክታዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኩሉሻብ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 106 ቐሪብኩም ክትምዝገቡ ትኽእሉ ማኻንኩም |