ላዕለዋይ ኪኢላ ምዉዳድ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
መብርሂ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደ ከ/ስ/ ምም/ር መንግስታዊ ፋይናንስ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ምዉዳድ ንብረት ብናይ ደገ ቁፃር ብናይ ደገ ዝዉዉር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዙይ መሰረት ነዚ ዝወፀ መመዘኒ ሮቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ንዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ዘለዎ

ሳፕላይስ ማናጅመንት

 ማናጅመንት

ፐርቼዝንግ

ሳፕላይ ማናጅመንት

ኢኮኖሚክስ

አካዉንቲንግ

ተደላይይ ክእለት

መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ክእለትን ፍልጠትን ዘለዎ

ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ

ልምዲ ስራሕ

አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

BA 7 ዓመት

MA 5 ዓመት

ንማስተርስ 4

መተሓሳሰቢ

ነቲ አብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መመዘኒ ሮቃሒ እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና

አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ

ናይ ምዝገባ ዕለት 27 /07/ 2008 ክሳብ 03 /08 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት

COC ዝምልከተኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት በምልክታ ክግለፅ ዩ

ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 1- 12

Share this Post:
ድሕሪት